SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

Categoria: News e politica

Ascolta l'ultimo episodio:

ሓንቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኣውስትራልያ ብገበን ስለያ/ኤስፒዮናጅ ተኸሲሳ። ፖሊስ እዛ ጓለንስተይቲ ምስ በዓል ቤታ ኮይና ምስጢራዊ ሓበሬታ ንሰብ መዚ ሩስያ ከተቐብል ፈቲና ክብሉ ክሲ ኣቕሪቦምላ'ለዉ።

Episodi precedenti

  • 5154 - ንሩስያ ክስልሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሓንቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኣውስትራልያን ሰብኣያን ክሲ ቀሪብሎም 
    Sat, 13 Jul 2024
  • 5153 - ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሓምለ 2024) 
    Fri, 12 Jul 2024
  • 5152 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሓምለ 2024) 
    Thu, 11 Jul 2024
  • 5151 - ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ናብ ምብራቕ ገጹ ብምልሓሙ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ስደተኛታት ኣብ ሓደጋ ኣትዮም 
    Thu, 11 Jul 2024
  • 5150 - ንኣሽቱ ዋኒናት ንግዲ ዘድልየን ደገፍን ሓበሬታን ብልዕሊ 100 ቋንቋታት (ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኦሮሞን ወሲኽካ) ነቕርብ 
    Thu, 11 Jul 2024
Mostra più episodi

Altri podcast news e politica italiani

Altri podcast news e politica internazionali

Selezionare podcast per genere